NewEritreanOrthodoxMezmur2025 |Come, let us reconcile| By Priest Teame Segid"ንዑ ንተዓረቅ" ብ'ቀሲስ ጠዓመ ሰጊድ

Feb 21, 2025Channel
AI Analysis
Data from YouTube Data API v3Updated Just now

Video Overview

Video Details

PublishedFeb 21, 2025
Duration8:29
Video ID989f3IxUOuM
LanguageNot specified
CategoryEntertainment
PrivacyPublic
Made for KidsNo
Video TypeRegular Video

Performance Metrics

Views19.6K
Likes1.6K
Comments224
Engagement Rate9.53%
Likes per 100 views8.39
Comments per 1K views11.44

Description

"ንዑ ንተዓረቕ" ሰዓርን ተሰዓርን ካብ ዘይብሉ ቅልስ ኣሕዋት መን ኣሎ ዝረብሕ እንትርፎ ጸላኢ ሠናያት ኣጽዋር ጽልኢ ደርቢና ኣጽዋር ፍቕሪ ንዕጠቕ ኣሕዋት ኢና'ሞ ኣምላኽ ክዕረቐና ንዑ ንተዓረቕ ፈላመይቲ ጥበብ ፍርሓት እግዚአብሔር ካብ ልቢ ወዲ ሰብ ፈጺማ እንክትስወር ከም ወዮ ሳዕባኤኑ ሓው ንሓው ክቐትሎ ንረኣዪት ዓይኒ ግሁድ ኮይኑዋ'ሎ እቲ እና ረኣዮ ጾር ሓው ዘይጸውር ንዘይርእዮ ኣምላኽ ከመይ'ሉ ኸፍቅር ብማህረምቲ ኣፍንጫ ዓይኒ ከም ትነብዕ ደም ሓዉ ደም ስኑ ምዃኑ እንክዝንግዕ ቃኤል ሓዉ ቐቲሉ ብጽልኢ ክሒኑ እንታይ ጠቒምዎ መቕባሕብሒ ኾይኑ ብዘሎ ቓልስና ካብ ምስ ሥጋን ደምን ምስ መናፍስት ጽልመት ምስ ጽርድና ይኹን ንጨንፈር ካብታ ጉንዳ ብምሳር ካብ ምጽልጻል መን ምሃበ ንልብና ካብ ቂምታ ምንጻል ሴፍ ቅትለት ንዘልዕል ብሴፍ ከም ዝጠፍእ ንጴጥሮስ ዝተነግሮ ቃል ጐይታ ኣይንዘንግዕ ሕጊ ዘይምፍላጥ ዶ ይገብር'ዩ ሓራ ክርስቶሳዊ ሓሳብ ልብና ይኅደራ ኣይሰባኺ ሰቢኹ ቃሉ ጥራይ ነጊሩ ኣይሰማዒ ሰሚዑ ከም ቃሉ ነቢሩ ብኽርዳድ ቃል ቄሳር ስርናይ ወንጌል ጻህዩ ሞት ሓዉ ዝዓጽድ ወለዶ ኣፍርዩ ንእከይ ዘበለ ስዒርና ብሠናይ ጸላእትና ነፍቅር ከም ክርስቶስ ኣዶና

Related Videos

More videos from KABATRANOS TV